top of page

እወ ፡ ብርኽቲ ፡ መዓልቲ ፡ እያ (Ewe Berketi Mealti Eya)

፩) ንየሱስ ፡ ምስዓብ ፡ ዝመረጽኩላ
ካባኡ ፡ ሕድገት ፡ ዝረኽብኩላ
ልበይ ፡ ሓጐስ ፡ ዝጀርበበላ
ክንደይ ፡ ብርኽቲ ፡ መዓልቲ'ያ

ተደጋሚ፦ እወ ፡ ብርኽቲ ፡ መዓልቲ'ያ
ዝኽራ ፡ ግሩም ፡ ባዓልቲ ፡ ሞያ
ሕጉስ ፡ እየ ፡ ኣነ ፡ ሕጂ'ካ
አይጠዓስን ፡ ፈጥጺመ ፡ ብኣ

፪) ንየሱስ ፡ መስዋእተይ ፡ ዝሃብኩላ
ልበይ ፡ ከንጽህ ፡ ዝፈቐድኩላ
ማህደር ፡ መንፈሱ ፡ ዝኾንኩላ
ክንደይ ፡ ብርኽቲ ፡ መዓልት'ያ

ተደጋሚ፦ እወ ፡ ብርኽቲ ፡ መዓልቲ'ያ
ዝኽራ ፡ ግሩም ፡ ባዓልቲ ፡ ሞያ
ሕጉስ ፡ እየ ፡ ኣነ ፡ ሕጂ'ካ
አይጠዓስን ፡ ፈጥጺመ ፡ ብኣ

፫) ንኢየሱስ ፡ ገጽ ፡ ንገድ ፡ ዝርእየላ
ፈትናይው'ን ፡ ዝውገደላ
ኣኽሊል ፡ ዓወት ፡ ዝቕበለላ
ክንደይ ፡ ብርኽቲ ፡ መዓልቲ'ያ

ተደጋሚ፦ እወ ፡ ብርኽቲ ፡ መዓልቲ'ያ
ዝኽራ ፡ ግሩም ፡ ባዓልቲ ፡ ሞያ
ሕጉስ ፡ እየ ፡ ኣነ ፡ ሕጂ'ካ
አይጠዓስን ፡ ፈጥጺመ ፡ ብኣ

Get in Touch
  • facebook
  • twitter
  • linkedin

©2019 by My Site. Proudly created with Wix.com

bottom of page