top of page

ኣብ ፡ ትሕቲ ፡ መስቀል (Ab Teheti Mesqel)

፩) ኣብ ፡ ትሕቲ ፡ መስቀል ፡ ናይ ፡ ቀራንዮ
ሕድገት ፡ ሓጥያት ፡ ዝረኸብኩሉ
ክቡር ፡ ደም ፡ ነፍሰይ ፡ ኣንጺሁ
ክብሪ ፡ ንስሙ
 
አዝ፦ ክብሪ ፡ ንስሙ (፪x)
ክቡር ፡ ደሙ ፡ ነፍሰይ ፡ ኣንጺሁ
ክብሪ ፡ ንስሙ

፪) ሓራ ፡ ወጺኤ ፡ ካብ ፡ ሓጥያተይ
ምሳይ ፡ ኣሎ ፡ ባዕሉ ፡ የሱሰይ
ተቐቢሉኒ ፡ ኣብ ፡ መስቀሉ
ክብሪ ፡ ንስሙ

አዝ፦ ክብሪ ፡ ንስሙ (፪x)
ክቡር ፡ ደሙ ፡ ነፍሰይ ፡ ኣንጺሁ
ክብሪ ፡ ንስሙ

፫) ዘንጽህ ፡ ፈልፋሊ ፡ ደም ፡ የሱስ
ተሓጉሰ ፡ ስሬት ፡ ረኺበ
ካብ ፡ ውድቀተይ ፡ ኣብቲ ፡ መስቀሉ
ክብሪ ፡ ንስሙ

አዝ፦ ክብሪ ፡ ንስሙ (፪x)
ክቡር ፡ ደሙ ፡ ነፍሰይ ፡ ኣንጺሁ
ክብሪ ፡ ንስሙ

፬) ምጻእ ፡ ናብኡ ፡ ሰላም ፡ ክትረክብ
ንገሮ ፡ ድሌትካ ፡ ንየሱስ
ንጽምኣት ፡ ነፍስኻ ፡ ዘርኢ
ክብሪ ፡ ንስሙ

አዝ፦ ክብሪ ፡ ንስሙ (፪x)
ክቡር ፡ ደሙ ፡ ነፍሰይ ፡ ኣንጺሁ
ክብሪ ፡ ንስሙ

Get in Touch
  • facebook
  • twitter
  • linkedin

©2019 by My Site. Proudly created with Wix.com

bottom of page