top of page

መኣድና ፡ ባርኽ (Meadena Barkh)

፩) መኣዲ ፡ ናይ ፡ ሃዋርያት ፡ ዝባርኽካ ፡ ጎይታ
   መኣድና’ውን ፡ ባርኽ ፡ ሕጂ ፡ ብመንፈስካ
   ነቲ ፡ ዝደሓንናሉ ፡ ዓቢ ፡ መስዋእትኻ
   ብምስጋና ፡ ክንዝክር ፡ እኔና ፡ ቅድሜኻ

፪) ነቲ ፡ ዝፈሰሰ ፡ ደም ፡ እትሰብረ ፡ ስጋ
   ናይ መፍቀሪና ፡ የሱስ ፡ ንረኣኽበሉ ፡ ጸጋ
   ኣለሊና ፡ ንውሰዶ ፡ ብጽሩይ ፡ ሕልና
   መድሓኒና ፡ ክሕጎስ ፡ ክንባረኽ ፡ ንሕና

፫) ተመስገን ፡ ጎይታ ፡ የሱስ ፡ ዘይትጠልም ፡ ኢኻ
   መጋሴኻ ፡ ክትወስድ ፡ ክትመጸና ፡ ኢኻ
   ሓግዘና ፡ ክንዝክር ፡ ክሳዕ ፡ መርዓ ፡ ገንሸል
   ሞትካ ፡ እናነገርና ፡ ንጥፍእቲ ፡ ዓለም

Get in Touch
  • facebook
  • twitter
  • linkedin

©2019 by My Site. Proudly created with Wix.com

bottom of page