top of page

ኣብ ፡ ዓውዲ ፡ ናይ ፡ ውግእ

፩) ኣብ ፡ ዓውዲ ፡ ናይ ፡ ውግእ
ምስ ፡ ሓይሊ ፡ ጸላኢና
ሰራዊት ፡ ናይ ፡ የሱስ
ክንዕውት ፡ ኢና

ተደጋሚ፦ ዓወት ፡ ናታና ፡ እዩ
ንጋደል ፡ በርቲዕና
ምስ ፡ የሱስ ፡ ራእስና
ክንዕወት ፡ ኢና

፪) ኣብ ፡ ታሪኽ ፡ ኣይተሰምኤን
ሰራዊት ፡ ናይ ፡ የሱስ
ምስጸላኢ ፡ ገጢሙ
ኣብ ፡ ብርኩ ፡ ክምብርከኽ

ተደጋሚ፦ ዓወት ፡ ናታና ፡ እዩ
ንጋደል ፡ በርቲዕና
ምስ ፡ የሱስ ፡ ራእስና
ክንዕወት ፡ ኢና

፫) ከም ፡ ቀዳሞት ፡ ጀጋኑ
ዝሓለፉ ፡ ብዓወት
ብስም ፡ ኣምላኽ ፡ ተንሲእና
ከምኣቶም ፡ ንዕወት

ተደጋሚ፦ ዓወት ፡ ናታና ፡ እዩ
ንጋደል ፡ በርቲዕና
ምስ ፡ የሱስ ፡ ራእስና
ክንዕወት ፡ ኢና

፬) ሎሚ ፡ ኣብ ፡ ዓውዲ ፡ ውግእ
ንቃለስ ፡ ኣሎና
ጽባሕ ፡ ኣብ ፡ ወደብ ፡ ዓወት
ክንሕጐስ ፡ ኢና

ተደጋሚ፦ ዓወት ፡ ናታና ፡ እዩ
ንጋደል ፡ በርቲዕና
ምስ ፡ የሱስ ፡ ራእስና
ክንዕወት ፡ ኢና

Get in Touch
  • facebook
  • twitter
  • linkedin

©2019 by My Site. Proudly created with Wix.com

bottom of page