top of page

ሕይወተ ፡ ይሓደራ (Hiwote Yehadera)
፩) ጉዕዞይ ፡ ምስ ዝብርትዕ-
ኣብ ፡ ማእከል ፡ በረኻ
ትሕቲ ፡ መስቀልካ’የ ፡ የሱስ
ሃበኒ ፡ ሓይልኻ
ተደጋሚ፦ ህይወተይ ፡ ሓደራ ፡ ሓደራ ፡ ህይወተይ
ሓደራ ፡ ንኣኻ ፡ ከይክሕድ ፡ የሱስ ፡ ኣብ ፡ ግዜ ፡ መከራ
፪) ጎይታይ ፡ ሓልወኒ
ንድኹም ፡ ወድኻ
ደቂሰ ፡ ከይተርፍ ፡ የሱስ
ምርሓኒ ፡ ባዕልኻ
ተደጋሚ፦ ህይወተይ ፡ ሓደራ ፡ ሓደራ ፡ ህይወተይ
ሓደራ ፡ ንኣኻ ፡ ከይክሕድ ፡ የሱስ ፡ ኣብ ፡ ግዜ ፡ መከራ
፫) ውግኤይ ፡ ምስ ወዳእኩ
ኣኽሊለይ ፡ ክቕበል
ንልበይ ፡ ቀይሮ ፡ ጎይታ
ምሳኻ ፡ ክነብር
ተደጋሚ፦ ህይወተይ ፡ ሓደራ ፡ ሓደራ ፡ ህይወተይ
ሓደራ ፡ ንኣኻ ፡ ከይክሕድ ፡ የሱስ ፡ ኣብ ፡ ግዜ ፡ መከራ
bottom of page