top of page

እመስግኖ (Emesgeno)

፩) ቲ’ጽሩይ ፡ ዘንጽህ ፡ ምንጪ ፡ ክፉት ፡ ምስ ፡ ርኣኽዎ
መንፈስ ፡ ቅዱስ ፡ ዓደመኒ ፡ ካብ ፡ ሓጥያት ፡ ከንጽሃኒ
 
ተደጋሚ፦ እመስግኖ ፡ እመስግኖ ፡ ክብሪ ፡ ነቲ ፡ ብሩኽ ፡ ገንሸል
ኩሉ ፡ ህዝቢ ፡ የመስግኖ ፡ ደሙ’ፍሲሱ’ዩ ፡ ንምንጻህና

፪) ኩሉ ፡ ባህገይ ፡ ምስ ፡ መደበይ ፡ ከም ፡ ጉሓፍ ፡ ቆጸርክዎ
ንየሱስ ፡ መታን ፡ ክስዕብ ፡ ንኹሉ ፡ ነጸግክዎ

ተደጋሚ፦ እመስግኖ ፡ እመስግኖ ፡ ክብሪ ፡ ነቲ ፡ ብሩኽ ፡ ገንሸል
ኩሉ ፡ ህዝቢ ፡ የመስግኖ ፡ ደሙ’ፍሲሱ’ዩ ፡ ንምንጻህና

፫) ክብሪ ፡ ይኹን ፡ ንስም ፡ የሱስ፡ ፡ ሕጉስ’የ ፡ ዘፍቀረኒ
ንኣበሳይ ፡ ደምሲሱለይ ፡ ልበይ’ውን ፡ ኣንጺሁለይ

ተደጋሚ፦ እመስግኖ ፡ እመስግኖ ፡ ክብሪ ፡ ነቲ ፡ ብሩኽ ፡ ገንሸል
ኩሉ ፡ ህዝቢ ፡ የመስግኖ ፡ ደሙ’ፍሲሱ’ዩ ፡ ንምንጻህና

፬) ክብሪ ፡ ይኹን ፡ ንኣቦና፡ ፡ ክብሪ’ውን ፡ ንየሱስና
ስግደት’ውን ፡ ንመንፈስ ፡ ቅዱስ ፡ ክብሪ ፡ ንስሉስ ፡ ኣምላኽ

ተደጋሚ፦ እመስግኖ ፡ እመስግኖ ፡ ክብሪ ፡ ነቲ ፡ ብሩኽ ፡ ገንሸል
ኩሉ ፡ ህዝቢ ፡ የመስግኖ ፡ ደሙ’ፍሲሱ’ዩ ፡ ንምንጻህና

Get in Touch
  • facebook
  • twitter
  • linkedin

©2019 by My Site. Proudly created with Wix.com

bottom of page