top of page

መድበዮ ፡ የ ፡ ክስዕብ ፡ መድሕነይ (Medebeyo Ye Keseeb Medheney)

፩) መዲበዩ’የ ፡ ክስዕብ ፡ መድሓነይ (፫x)
    ኣይምለስን ፡ ኣይምለስን

፪) እንተ ፡ ኽፍኤ’ኻ ፡ ክኽተሎ’የ (፫x)
    ኣይምለስን ፡ ኣይምለስን

፫) ዓለምካ ፡ ውሰድ ፡ ሃበኒ ፡ የሱስ (፫x)
    ኣይምለስን ፡ ኣይምለስን

፬) ዓለም ፡ ብድሕረይ ፡ መስቐል ፡ ብቕድመይ (፫x)
    ኣይምለስን ፡ ኣይምለስን

፭) ሳላ ፡ ደም ፡ ገንሸል ፡ ነጽሀ ፡ እየ (፫x)
    ኣይምለስን ፡ ኣይምለስን

Get in Touch
  • facebook
  • twitter
  • linkedin

©2019 by My Site. Proudly created with Wix.com

bottom of page