top of page

Tsigeweyni Beyene
Mezmur
የድንቐካየ ኣነስ

Tsigeweyni Beyene 1
የድንቐካየ ኣነስ
1 . ብልበይ የሱስ ይብል ኣለኹ
ብቓላተይ ውን ከምኡ
ተነቓሕኩ ገና ምሳኻየ
ኣይኮነለይን ካባኻ ርሒቐ ተፈልየ
የድንቐካየ ኣነስ /2/ ንኣኻ የሱስ
በይንኻ ኢኻ /2/ በይንኻ የለን ዝትክእ ንኣኻ
ልበይ ወሲድካዮ ንስኻ...
2 . ልበይ ኣብ ክንዳኻ ኮይኑ... ንገጸይ ድለዮ ይብለኒ'ሎ
ለይትን ቀትርን የስተንትን ብኣኻ
ልበይ መሊኡሎ ብፍቕርኻን ተስፋኻን
የድንቐካየ ኣነስ . . .
3 . ካብ ልበይ ጽቡቕ ነገር ይግንፍል....
ድርሳናተይ ንንጉስ እዩ እብል
ኣብ ጸጽባሕ ሓድሽ ትኾነኒ
ኩሉ ግዜ ስራሕካ ይገርመኒ 'ደንቀኒ
bottom of page