top of page

Hamelmal T/meacheal
Mezmur
ነዓኻ ኣብ ቅድመይ ጌረ

Hamelmal T/meacheal 1
ነዓኻ ኣብ ቅድመይ ጌረ
ነዓኻ ኣብ ቅድመይ ጌረ እንታይ ከይከውን'የ
እንታይ እንታይ እንታይ ከይከውን'የ
የሱሰይ ዘለኻዮ ጎደና ሰላመይ መሊኡ
ዓሪፈ ዓሪፈ ይነብር አለኹ
1. ቅድመይ ወጺእካ ድንጉር ሰጥ ተብሎ
ልዕል ዝበለ አኽራን በአኻ ይዝሎ
ኣብ ዝጠጣሓለይ አሰር ስጉምትኻ
እስዕብ ኣለኹ ወጺአ ቀቅድሜኻ
ዘየቛርጽ ሰላም አብቲ ጎደናኻ'ዩ ዝርከብ x 3
2. ኣብ ምድሪ ስደተይ መዝሙርካ ስዓተይ
ብ ተግባር አእዳውካ ትድነቕ አላ ነብሰይ
ብብርሃንካ ብርሃን እንዳሬኤኹ
ዝበለጸ ናብራ ይነብር አለኹ
ከማኻ'ሞ መን አሎ ዝኾነኒ ረዲኤት
ኩሉ ክልወጥ ብግዜ ቦታ ዘይድረት
bottom of page